እግረ ጽሑፍ
a ዘመናት ኣቐዲሙ ብ997 ቅ.ክ. እስራኤላውያን ኣብ ክልተ መንግስትታት ተመቕሉ። ሓደ መንግስቲ፡ እቲ ብሸነኽ ደቡብ ዝነበረ ኽልተ ነገድ ዝሓዘ መንግስቲ ይሁዳ እዩ ነይሩ። እቲ ኻልእ ከኣ፡ በቲ ህቡብ ነገድ ኤፍሬም ዚጽዋዕ ዝነበረ ብዓሰርተ ነገድ ዝቘመ መንግስቲ እስራኤል እዩ ነይሩ።