እግረ ጽሑፍ
a እታ “ኣቡኸሪፋዊ” እትብል ቃል፡ ካብታ “ምሕባእ” ዝትርጕማ ናይ ግሪኽኛ ቓል ዝመጸት እያ። እታ ቓል፡ ንተመሃሮ ሓደ ፍሉይ ቤት ትምህርቲ ተባሂሉ ንዚዳሎ፡ ግናኸ ኻብቶም ኣብዚ ቤት ትምህርቲ እዚ ዘይመሃሩ ሰባት ንዚሕባእ ጽሑፍ እያ እተመልክት ነይራ። ይኹን እምበር፡ ቀስ ብቐስ ነቲ ኣብ ሓቅነቱ እተረጋገጸ ቐኖና መጽሓፍ ቅዱስ ዘይተጠቓለለ ጽሑፋት እውን ከተመልክት ጀመረት።