እግረ ጽሑፍ
a ዔቤድ-ሜሌክ፡ “ስሉብ” ተባሂሉ ተጸዊዑ ኣሎ። (ኤርምያስ 38:7) እዛ ቓል እዚኣ ቓል ብቓሉ ንሓደ ብልዕቱ እተቐጥቀጠ ወዲ ተባዕታይ ተመልክት እኳ እንተ ዀነት፡ ንዝዀነ ይኹን ኣብ ቤተ መንግስቲ ንጉስ ዚዓዪ ብዓል ስልጣን ንምጽዋዕ እውን ትውዕል ነይራ እያ።