እግረ ጽሑፍ a ኣብ ናይ 15 ለካቲት 2012 ግምቢ ዘብዐኛ እትርከብ፡ “ጽናዕን ኣዚኻ ትባዕን” ዘርእስታ ዓንቀጽ፡ ትብዓት ብምርኣይ ኣብነት ዚዀኑና ኻልኦት ሰባት እውን ተጠቒሶም ኣለዉ።