እግረ ጽሑፍ d ሄሮድስ ኣግሪጳ፡ ካሊጉላ ሃጸይ ኪኸውን ከም ዚደሊ ስለ እተዛረበ፡ ቄሳር ጢቤርዮስ ኣብ 36/37 ድ.ክ. ኣብዚ ቦታ እዚ ኣሲርዎ ነበረ። ኰይኑ ግና፡ ካሊጉላ ንጢቤርዮስ ተኪኡ ሃጸይ ምስ ኰነ፡ ንሄሮድስ ኣንገሶ።—ግብ. 12:1።