እግረ ጽሑፍ a ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እታ “ትንሳኤ” እትብል ናይ ግሪኽኛ ቓል፡ ሓደ ሰብ፡ ነቲ ፍሉይ መንነቱን ባህርያቱን ተዘክሮታቱን ሒዙ፡ ናብ ህይወት ከም ዚምለስ ትሕብር።