እግረ ጽሑፍ
b እቲ እቶም ቀዳሞት ክርስትያናት ዚጥቀሙሉ ዝነበሩ ናይ እብራይስጢ ጽሑፍ ነቲ ቴትራግራማተን ዚብሃል ኣርባዕተ ፊደላት ስም ኣምላኽ ዝሓዘ እዩ ነይሩ። ብዛዕባ እቲ ናይ መጀመርታ ቕዳሓት እቲ ትርጕም ሰብዓ ሊቃናት ዚብሃል ናብ ግሪኽኛ እተተርጐመ ቕዱሳት ጽሑፋት እብራይስጢ እውን ስም ኣምላኽ ከም ዚርከቦ ዚሕብር መርትዖታት ኣሎ።