እግረ ጽሑፍ
a በቲ ግዜ እቲ ዝነበሩ ሰባት፡ ካብ ዕድሜና ኣዝዩ ንዝነውሕ ዕድመ እዮም ዚነብሩ ነይሮም። ዕድሚኦም ነዊሕ ዝዀነሉ ምኽንያት፡ ናብቲ ኣዳምን ሄዋንን ነይርዎምሲ ዘጥፍእዎ ፍጽምና ዝቐረቡ ብምንባሮም ኪኸውን ኣለዎ።