እግረ ጽሑፍ
b ላሜክ ንወዱ ኖህ ኢሉ ሰመዮ፣ እዚ ስም እዚ ድማ፡ “ዕረፍቲ፡ ምጽንናዕ” ዚብል ትርጕም ኪህልዎ ይኽእል እዩ። ብዘይካዚ፡ ኖህ ንደቂ ሰብ ኻብቲ ኣብታ እተረግመት ምድሪ ዚገብርዎ ጻዕሪ ናብ ዕረፍቲ ብምምራሕ፡ ከም ትርጕም ስሙ ኸም ዚገብር ተነበየ። (ዘፍጥረት 5:28, 29) ግናኸ፡ ላሜክ እዚ ትንቢት እዚ ኺፍጸም ከሎ ኣይረኣየን።