እግረ ጽሑፍ a ብዛዕባ መንግስቲ ኣምላኽን ብዛዕባ እቲ እትፍጽሞ ነገራትን ዝያዳ ሓበሬታ እንተ ደሊኻ፡ ኣብታ ብናይ የሆዋ መሰኻኽር እተሓትመት መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧ ዘርእስታ መጽሓፍ፡ ኣብ ምዕራፍ 3፡ 8፡ ከምኡውን 9 ርአ።