እግረ ጽሑፍ
a ጳውሎስ ኣብ ግብሪ ሃዋርያት 20:29, 30፡ ካብ ውሽጢ እታ ክርስትያናዊት ጉባኤ፡ ‘ንደቀ መዛሙርቲ ደድሕሪኦም ምእንቲ ኺስሕቡ፡ ቄናን ነገር ዚዛረቡ ኸም ዚትንስኡ’ ገሊጹ ነይሩ እዩ። ታሪኽ ከም ዚሕብሮ፡ ድሕሪ ግዜ፡ ኣብ መንጎ ኣቕሽሽትን ምእመናንን ምክፍፋል ተላዒሉ እዩ። ኣብ ሳልሳይ ዘመን ድ.ክ. ድማ፡ “እቲ ጠሓስ ሕጊ ዝዀነ ሰብ” ተገልጸ፣ እዚ ኸኣ ንጕጅለ ኣቕሽሽቲ ህዝበ ክርስትያን ዜመልክት እዩ።—ኣብ w 3/2/111 ገጽ 1-9 (ወይ፡ w90-E 2/1 ገጽ 10-14) ርአ።