እግረ ጽሑፍ
b ድሕሪኡ፡ 15 ኒሳን ጸሓይ ምስ ዓረበት ጀመረት። ኣብታ ዓመት እቲኣ፡ እታ ወትሩ ሰንበት ዝዀነት ቀዳመይቲ መዓልቲ በዓል ዘይበዅዐ ቕጫ፡ ኣብታ ስርዕቲ ሰንበት (ቀዳም) እያ ውዒላ። እተን ክልተ ሰንበት ኣብ ሓደ መዓልቲ ስለ እተራኸባ ድማ፡ እታ ሰንበት እቲኣ፡ “ዓባይ” ሰንበት እያ ነይራ።—ዮሃንስ 19:31, 42 ኣንብብ።