እግረ ጽሑፍ
a ሃይንሪኽ መየር ዚብሃል ጀርመናዊ ምሁር፡ ‘“ኣብቲ ግዜ እቲ ስጋ የሱስ ስለ ዘይተመቕለ (ብህይወት ስለ ዝነበረ)” ሃዋርያት ቃል ብቓሉ ስጋ የሱስ ከም ዚበልዑን ደሙ ኸም ዚሰትዩን ገይሮም ከም ዘይሓሰቡ’ ገለጸ። ኣስዒቡ እውን፡ ‘የሱስ ብዛዕባ እቲ ቕጫን ወይንን ንምብራህ “ቅልል ዝበለ ቓላት” ከም እተጠቕመን ንሃዋርያቱ ብጌጋ ኺርድእዎ ኸም ዘይደለዮምን’ ገለጸ።