እግረ ጽሑፍ
b ከምዚ ዚስዕብ ኢልና ንሓትት ንኸውን፦ እቶም ቈጸርቲ ኸዋኽብቲ ነቲ ኣብ ምብራቕ እተራእየ “ኰዀብ” ምስ ውልደት “ንጉስ ኣይሁድ” ዘተሓሓዝዎ ብኸመይ እዮም፧ ነቲ “ኰዀብ” እናሰዓቡ ኣብ እስራኤል ኪጓዓዙ ኸለዉ፡ ብዛዕባ ውልደት የሱስ ዚገልጽ ወረ ሰሚዖም ደዀን ይዀኑ፧