እግረ ጽሑፍ c ነታ ኣብ ናይ 1 ታሕሳስ 2011 ሕታም እዛ መጽሔት እዚኣ ዝወጸት፡ “መለኮታዊ ስምን ኣልፎንሶ ደ ዛሞራ ቕኑዕ ጽሑፍ ንምድላው ዝገበሮ ጻዕርን” ዘርእስታ ዓንቀጽ ርአ።