እግረ ጽሑፍ
a ኣምላኽ ንጸሎትና ኺሰምዖ ንደሊ እንተ ዄንና፡ ብቕዓታቱ ንኸነማልእ ብቕንዕና ኽንጽዕር ኣሎና። ከምዚ እንተ ጌርና፡ ነቲ ኣብዛ ዓንቀጽ እዚኣ ተገሊጹ ዘሎ ሓይሊ ጸሎት ኣብ ህይወትና ኽንምከሮ ኢና። ዝያዳ ሓበሬታ እንተ ደሊኻ፡ ኣብታ ብናይ የሆዋ መሰኻኽር እተሓትመት፡ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧ ዘርእስታ መጽሓፍ፡ ኣብ ምዕራፍ 17 ርአ። ኣብ www.pr418.com/ti እውን ትርከብ እያ።