እግረ ጽሑፍ
a እቲ ኣብዚ ተጠቒሱ ዘሎ ምትካኽ ሽጋራ ንትኪ ትምባኾ ኻብ ሽጋራ፡ ካብ ሲጋሮ፡ ወይ ካብ ፒፓ ወይ ቃሊም ስሒብካ ናብ ሳንቡእ ምእታው የመልክት። ይኹን እምበር፡ እቲ ቐሪቡ ዘሎ መሰረታዊ ስርዓት ንትምባኾ ምሕያኽ ወይ ብኣፍንጫኻ ምሽታት፡ ከምኡ ድማ ከም ኒኮቲንን ካልእ መርዛም ነገራትን ብእተፈላለየ መገዲ ምውሳድ እውን የመልክት እዩ።