እግረ ጽሑፍ
c እታ መጽሓፍ፡ ሰላርየስ ነታ ኣምላኽ (“god”) እትብል ቃል ከም እተጠቕመ ኽትገልጽ ከላ፡ “ነታ ድዩስ (deus) እትብል ደኣ እምበር፡ ነታ ድዩስ (Deus) እትብል ኣይተጠቕመን፣ ነዛ ዳሕረወይቲ ግና፡ ነቲ ዝለዓለ ኣምላኽ ንምምልካት ተጠቒሙላ እዩ” ትብል።