እግረ ጽሑፍ a እታ ጳውሎስ ንመልእኽትታት ጢሞቴዎስ ካብ ዚጽሕፈን ዓሰርተታት ዓመታት ጸኒሓ እተጻሕፈት ራእይ 21:14፡ ብዛዕባ እቲ ስማት እቶም 12 ሃዋርያት እተጻሕፎ 12 “እምኒ መሰረት” ትገልጽ እያ።