እግረ ጽሑፍ g የሱስ ብዛዕባ ዳሕሮት መዓልትታት ኣብ ዝሃቦ ትንቢት፡ “ምዱብ እዋናት ኣህዛብ ክሳዕ ዚፍጸም፡ የሩሳሌም [ንግዝኣት ኣምላኽ እትውክል] ብኣህዛብ ክትርገጽ እያ” በለ። (ሉቃስ 21:24) ስለዚ፡ ግዝኣት ኣምላኽ ኣብ ግዜ የሱስ እውን ኣቋሪጹ ነይሩ እዩ፡ ክሳዕ እተን ዳሕሮት መዓልትታት እውን ተቛሪጹ ጸኒሑ እዩ።