እግረ ጽሑፍ a ብግዜ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እቲ “ቐመም” ወይ “ቀመማት” ተባሂሉ እተተርጐመ ቓላት እቲ በዅሪ ቛንቋ፡ ብቐንዱ ንመማቕርቲ ምግቢ ዘይኰነስ ነቲ ፍርያት ተኽሊ ዝዀነ ሽቱ እዩ ዜመልክት።