እግረ ጽሑፍ c ብግዜ የሱስ፡ ሓደ ታለንት ኣስታት 6,000 ዲናር እዩ ነይሩ። ሓደ ዓያዪ ሓደ ታለንት ንምርካብ፡ በብመዓልቱ ሓንቲ ዲናር እናተኸፍሎ ንኣስታት 20 ዓመት ኪሰርሕ ነበሮ።