እግረ ጽሑፍ
d ሃዋርያት ምስ ሞቱ፡ ሰይጣን ንነዊሕ እዋን ዝጸንሐ ኽሕደት ከም ዚልዓል ገበረ። ኣብቲ እዋን እቲ፡ ንሰባት ናይ ሓቂ ደቀ መዛሙርቲ ክርስቶስ ንምግባር ዚግበር ዝነበረ ጻዕሪ፡ ዜዕግብ ኣይኰነን ነይሩ። እዚ ግና “ብግዜ ቐውዒ፡” ማለት ኣብዘን ዳሕሮት መዓልትታት ተቐየረ። (ማቴ. 13:24-30, 36-43) ናይ 15 ሓምለ 2013 ግምቢ ዘብዐኛ፡ ገጽ 9-12 ርአ።