እግረ ጽሑፍ a ፊልጲ፡ ግዝኣት ሮሜ እያ ነይራ። ገሊኦም ኣባላት እታ ኣብኡ ዝነበረት ጉባኤ፡ ዜግነት ሮሜ ስለ ዝነበሮም፡ ካብ ካልኦት ኣሕዋቶም ንላዕሊ ሓለፋ ኺረኽቡ ይኽእሉ ነበሩ።