እግረ ጽሑፍ
a መንግስቲ ኣምላኽ ነቲ ጸላኢ ደቂ ሰብ ዝዀነ ሞት እውን ከተጥፍኦ እያ። ኣብዛ ሕታም እዚኣ ኣብ ዚርከብ “መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ” ዘርእስቱ ዓንቀጽ ከም እተገልጸ፡ ኣምላኽ ማእለያ ንዘይብሎም ሰባት፡ ዋላ እውን ነቶም ኣብ መላእ ታሪኽ ግዳያት ውግእ ዝዀኑ ሰባት ኬተንስኦም እዩ።