ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት

እግረ ጽሑፍ

a ኣብቲ ግዜ እቲ ኣብኡ ዝነበሩ ሰባት ክርስትያን ከም ዝዀኑ ኸም እንኣምን ዚገብረና ብቑዕ ምኽንያት ኣሎና። ጳውሎስ ኣብታ ናብ ሰብ ቈረንቶስ ዝጸሓፋ መልእኽቱ፡ ‘500 ኣሕዋት’ ኢሉ ጠቒስዎም ኣሎ። ወሲኹ እውን፡ “መብዛሕትኦም ክሳዕ ሎሚ ኣለዉ፡ ገሊኣቶም ግና ዓሪፎም ኣለዉ” ኢሉ እዩ። ስለዚ፡ ጳውሎስን ካልኦት ኣብ ቀዳማይ ዘመን ዝነበሩ ክርስትያናትን ካብቶም ነቲ ትእዛዝ እቲ ብኣእዛኖም ዝሰምዕዎ ሰባት ንብዙሓት ዚፈልጡ ዝነበሩ እዩ ዚመስል።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ