እግረ ጽሑፍ a ብመሰረት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ተግሳጽ ኪብሃል ከሎ፡ ብፍቕሪ ተደሪኽካ ዚውሃብ ስልጠና፡ መአረምታ፡ ሓድሓደ ግዜ እውን መቕጻዕቲ የጠቓልል፣ ጠሪስካ ግና ብሕርቃን ዚውሃብ ኣይኰነን።