እግረ ጽሑፍ b ብ2014፡ ኣብ ትሕቲ ቤት ጽሕፈት ጨንፈር ፈረንሳ ዚዓያ ልዕሊ 900 ቋንቋ ወጻኢ ዚጥቀማ ጉባኤታትን ጕጅለታትን፡ ብ70 ቛንቋ ነቶም ሓቂ ዚደልዩ ቕኑዕ ዝልቦም ሰባት ይሕግዛኦም ነይረን።