እግረ ጽሑፍ a እዚ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ ትምህርቲ ኣይኰነን። መጽሓፍ ቅዱስ ሰብ ዚመውት ብሰንኪ ሰለስተ ነገራት ምዃኑ እዩ ዚገልጽ።—መክብብ 9:11፣ ዮሃንስ 8:44፣ ሮሜ 5:12።