እግረ ጽሑፍ a ገሊኦም፡ ነቲ ዝሓዘነ ሰብ ዝያዳ መጸናንዒ ኣብ ዜድልዮ እዋን፡ ማለት ኣብ ከባቢ ዕለተ ሞት ቤተ ሰቡ ምእንቲ ኼጸናንዕዎ፡ ነታ ዕለት ኣብ ዓውደ-ኣዋርሕ ይምዝግብዋ እዮም።