እግረ ጽሑፍ a ኣራሰሊን ራሞኒን ፈሊሳን ደቂ 87ን 91ን 83ን ኪዀና ኸለዋ፡ ክሳዕ እዛ ዕለት እዚኣ ብቕንኣት ንየሆዋ የገልግላኦ ኣለዋ። ላውሪ ብ1990 ንየሆዋ እምንቲ ኸላ ሞይታ እያ።