እግረ ጽሑፍ
b ድሕሪ ሓሙሽተ ዓመት፡ ብ1535 ኦሊቬታን ዝስሙ ተርጓሚ ፈረንሳይኛ፡ ኣብ በዅሪ ቛንቋታት እተመርኰሰ ናይ ርእሱ ትርጉም መጽሓፍ ቅዱስ ኣሕተመ። ንቕዱሳት ጽሑፋት ግሪኽኛ ኺትርጕም ከሎ ድማ ዝያዳ ኣብ ትርጉም ለፈቭረ ይምርኰስ ነበረ።