እግረ ጽሑፍ a ኣብዚ መዳይ እዚ፡ ኣየናይ ክፋላት መጽሓፍ ቅዱስ ብዝበለጸ ኺሕግዘካ ኸም ዚኽእል እንተ ዘይፈሊጥካ፡ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ተሓጒሶም ኪሕግዙኻ ይኽእሉ እዮም።