እግረ ጽሑፍ
a ኣብዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ “ስደተኛታት” ክንብል ከለና፡ ነቶም ብሰንኪ ዂናት፡ መስጐጕቲ፡ ወይ ባህርያዊ ሓደጋ ኣብ ውሽጢ ሃገሮም ኰነ ናብ ካልእ ሃገር እተመዛበሉ ሰባት ኢና እነመልክት ዘለና። ብመሰረት እቲ ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት (ዩ.ኤን.ኤች.ሲ.ኣር.) ዘውጽኦ ጸብጻብ፡ ሎሚ ኣብ ብዘላ ዓለም “1 ኻብ 113 ሰባት” “ብግዲ እተመዛበለ” እዩ።