እግረ ጽሑፍ
b ናይ የሆዋ መሰኻኽር ንቕዱሳት ጽሑፋት ብዝያዳ ኽትርድኦ ዚሕግዘካ ብዘይ ክፍሊት ዚግበር ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ ይህቡ እዮም። ብዛዕባ እዚ ዝያዳ ኽትፈልጥ፡ ነታ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ እዩ ዚምራሕ፧ ዘርእስታ ቪድዮ ርኣያ። ኣብ jw.org/ti ኣቲኻ፡ ኣብ ትሕቲ ሕታማት > ቪድዮታት ክትረኽባ ትኽእል ኢኻ።