ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት

እግረ ጽሑፍ

a እታ “ኣሕዋት” እትብል ቃል፡ ደቂ ኣንስትዮ ንዝዀና ኣባላት ጉባኤ እውን ተጠቓልል እያ። ጳውሎስ ንሓንቲ ኻብተን መልእኽቱ ኣብ ሮሜ ናብ ዝነበሩ “ኣሕዋት” እዩ ልኢኽዋ። እዚ ኣበሃህላ እዚ እንተላይ ንኣሓት ዜጠቓልል ከም ዝነበረ ንጹር እዩ፣ ከመይሲ፡ ኣብታ መልእኽቱ ንሓያሎ ኣሓት ጠቒሱ ኣሎ። (ሮሜ 16:3, 6, 12) መጽሔት ግምቢ ዘብዐኛ ኻብ ነዊሕ ኣትሒዛ ንኣመንቲ ክርስትያናት ‘ኣሕዋትን ኣሓትን’ ኢላ እያ እትጽውዖም።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ