እግረ ጽሑፍ a ኣብ ፈለማ፡ ፓኪስታን እትብሃል ዝነበረት፡ ምዕራብ ፓኪስታንን (ሕጂ ፓኪስታን) ምብራቕ ፓኪስታንን (ሕጂ ባንግላደሽ) ዝሓቘፈት ሃገር እያ ነይራ።