እግረ ጽሑፍ a ዮሴፍ ካብ ቤት ማእሰርቲ ድሕሪ ምውጻኡ፡ የሆዋ ውሉድ ብምሃብ ነቲ ሕማቕ ተዘክሮታቱ ኸም ዘረስዖ ገሊጹ እዩ። ስለዚ፡ “ኣምላኽ ኵሉ ሽግረይን ኵሉ ቤት ኣቦይን ኣረሲዑኒ” ኢሉ ነቲ በዅሪ ወዱ ምናሴ ዚብል ስም ኣውጺኡሉ እዩ።—ዘፍ. 41:51፡ እ.ጽ.።