እግረ ጽሑፍ
a እቶም ብቝልዕነቶም ግዳያት ጾታዊ ህስያ ዝዀኑ ሰባት፡ ዓመታት ምስ ሓለፈ እኳ ብዙሕ ብድሆታት የጋጥሞም እዮም። እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ነዚ ኽንርድኦ ትሕግዘና። ንዓታቶም መን ኬጸናንዖም ከም ዚኽእል እውን ክንርኢ ኢና። ኣብ መወዳእታ፡ ንሕና መጸናንዒ ኽንህበሉ እንኽእል ገለ ውጽኢታዊ መገድታት ክንርኢ ኢና።