እግረ ጽሑፍ a ክርስትያናዊት ጉባኤ ዘለዋ ቐዳማይ ተልእኾ፡ ንሰባት ደቀ መዛሙርቲ ክርስቶስ ኪዀኑ ምሕጋዝ እዩ። እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ነዚ ተልእኾና እዚ ኽንፍጽም ዚሕግዝ ግብራዊ ሓሳባት ሒዛ ኣላ።