እግረ ጽሑፍ
b መግለጺ ቓላት፦ ደቀ መዛሙርቲ ክርስቶስ፡ ትምህርትታት የሱስ ኪምሃሩ ጥራይ ኣይኰኑን ዚጽዕሩ። ኣብ ግብሪ እውን የውዕልዎ እዮም። ብእተኻእሎም መጠን፡ ኣስኣሰር ወይ ኣብነት የሱስ ኪስዕቡ ይጽዕሩ እዮም።—1 ጴጥ. 2:21።