እግረ ጽሑፍ c መግለጺ ቓላት፦ ኣብዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ እታ ዘይሃይማኖተኛታት እትብል ቃል ነቶም ኣባል ሓደ እተወደበ ሃይማኖት ዘይኰኑ ወይ ነቶም ብኣምላኽ ዘይኣምኑ ሰባት ተመልክት።