እግረ ጽሑፍ
a ዘይትረብሕ ኰይኑ ኸም ዚስምዓካ ዝገበረ ዅነታት ኣጋጢሙካዶ ይፈልጥ፧ እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ የሆዋ ኽሳዕ ክንደይ ኣኽቢሩ ኸም ዚርእየካ ኸተዘኻኽረካ እያ። ኣብ ህይወትካ ዘጋጠመ እኳ እንተ ኣጋጠመካ፡ ከመይ ጌርካ ንርእስኻ ዘሎካ ግቡእ ኣኽብሮት ሓሊኻ ኸም እትመላለስ ትገልጽ።