እግረ ጽሑፍ
a ንዅሎም መስተውዓልቲ ፍጥረታት እንታይ ኣገዳሲ ጕዳይ እዩ ኣጋጢምዎም ዘሎ፧ ነቲ ጕዳይ እቲ ኣዝዩ ኣገዳሲ ዚገብሮ እንታይ እዩ፧ ንዕኡ መዓልቦ ኣብ ምግባርከ እንታይ ግደ ኣሎና፧ ነዝን ምስዚ ንዚዛመድ ሕቶታትን መልሱ ምርዳእና፡ ምስ የሆዋ ንዘሎና ርክብ ከነደልድል ይሕግዘና እዩ።