እግረ ጽሑፍ
a የሆዋ ፈቃርን ጥበበኛን ዕጉስን ኣቦ እዩ። እዚ ባህርያቱ ድማ፡ ኣብቲ ንዅሉ ዝፈጠረሉ ኣፈጣጥራን ኣብ ትንሳኤ ምዉታትን ኪርአ ይከኣል እዩ። ኣብዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ብዛዕባ ትንሳኤ ንዚልዓለና ገሊኡ ሕቶታት ክንመያየጠሉ ኢና፣ ንፍቕርን ንጥበብን ንትዕግስትን የሆዋ ብኸመይ ከም እነማስወሉ እውን ከነጕልሕ ኢና።