እግረ ጽሑፍ
c መግለጺ ስእሊ፦ ሓደ ሓው ንኣስራሒኡ፡ ኣብ ገሊአን መዓልትታት ትርፊ ሰዓት ኪዓዪ ኸም ዘይክእል ይሕብሮ። እተን መዓልትታት እቲአን ምስቲ ንየሆዋ ዜቕርቦ ኣምልኾ ኣብ እተተሓሓዘ ንጥፈታት ከም ዚጥቀመለን ይገልጸሉ። ኣብ ካልእ ግዜ ብህጹጽ ኪድለ ኸሎ ግና፡ ተወሳኺ ስራሕ ኪሰርሕ ፍቓደኛ ምዃኑ ይሕብሮ።