እግረ ጽሑፍ
a ዝሓለፈ ምዝካር ጥዑም እዩ። ኣብ ሕሉፍ እምብዛ ኻብ ምትኳርና እተላዕለ ግና ንህሉው ከይተጠቐምናሉ ኺሓልፍ ወይ ኣብ መጻኢ ንዚኸውን ነገር ክንርስዖ ኣይንደልን ኢና። ኣብዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ኣብ ሕሉፍ ከም እንነብር ኪገብረና ዚኽእል ሰለስተ መጻወድያ ክንርኢ ኢና። ካብ ኵሉ እቲ መጻወድያ ኽንርሕቕ ዜኽእለና ስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ እውን ክንምርምር ኢና።