እግረ ጽሑፍ f መግለጺ ስእሊ፦ ናፍቖትን ቅሬታን መጠን ዝሓለፈ በደለኛነትን ከም ዚጕተት ከቢድ ጾር እዩ፣ እዚ ድማ ኣብ መገዲ ህይወት ንቕድሚት ከይንግስግስ ይዓግተና እዩ።