እግረ ጽሑፍ g መግለጺ ስእሊ፦ ነዚ ጾር ዚኸውን ስምዒታት ምስ ሓደግናዮ፡ እፎይታን ሓጐስን ይስምዓና፡ ሓይልና እውን ይሕደስ። ድሕሪኡ፡ ናብ ቅድሚት ክንጥምት ንኽእል።