እግረ ጽሑፍ
a ቀዳማይ ቈረንቶስ ምዕራፍ 15 ኣብ ትንሳኤ እያ እተተኵር። እዚ ትምህርቲ እዚ ንዓና ኣገዳሲ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧ የሱስ ከም ዝተንስአኸ ስለምንታይ ኢና ኽንኣምን እንኽእል፧ እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ነዚ ሕቶታት እዝን ብዛዕባ ትንሳኤ ንዚልዓል ካልእ ኣገዳሲ ሕቶታትን ክትምልስ እያ።